< Return to Video

Introducing Google Input Tools

  • 0:02 - 0:06
    እዚ ቃል ብቋንቋ ቻይና “Xiang” እንትኮን
  • 0:06 - 0:13
    ትርጉሙ ካኣ ጥዑም ይጨኑ ማለት እዩ
    ንፊዮሪ፣ ምግቢ፣ ንዝኮነ ነገር ክገልጽ ይክእል
  • 0:13 - 0:20
    ኮይኑ ግና ኩል ጊዜ ንነገራት ኣዎንታዊ ገለጻ ጥራይ እዩ
  • 0:20 - 0:26
    ካብ ማንዳሪን ወጻኢ ናብ ካልእ ነገር ንምትርጓም ኣጸጋሚ እዩ
  • 0:26 - 0:30
    ነዚ ቃል ብቋንቋ ፊጂ-ሒንዲ “Talanoa” ብዝብል ኣሎና
  • 0:30 - 0:33
    እቲ ዓርቢ ዓርቢ ለይቲ ምስኮነ ዝስማዓኻ ዓይነት ስምኢት እዩ፣
  • 0:33 - 0:36
    ኣብ ሞንጎ የእሩኽቲ ኮይንኻ ሉስሉስ ኣየር እንዳተንፈስኻ፣
  • 0:36 - 0:44
    ኮይኑ ግና ንሱ ኣይኮነን፣ ዝበለጽ ውዕውዕ ዘለዎን ሕውነታዊ ስርሒት እዩ
  • 0:44 - 0:49
    ንእሽቶ ዘረባ
    ብዛዕባ ዝኮነ ክትሓስቦ ትክእል ነገር ኩሉ
  • 0:49 - 0:51
    ኣብ ልዕሊ ርዕስኻ ንዘሎ
  • 0:51 - 0:58
    ብቋንቋ ግሪክ እዚ ቃል “meraki” ብዝብል ዘለና እንትኮን ትርጉሙ ካኣ ንነፍስኻ፣ ንሙሉዕ ኣካልኻ
  • 0:58 - 1:01
    ናብ ትገብሮ ዘለኻ ዝኮነ ይኩን ዋላ ናይ ጊዜ መሕለፊ ዋኒንካ ኮነ
  • 1:01 - 1:05
    ስራሕኻ ብፍቕሪ ኢኻ ትገብሮ
  • 1:05 - 1:10
    ኮይኑ ግና ካብቶም ባሕላዊ ነገራት ሓደ እዩ፣
  • 1:10 - 1:14
    እዚ ካኣ ምስቲ ዝበለጸ ዝጸበቐ ትርጉም ከቕርብ ኣይካኣልኩን
  • 1:14 -
    “meraki” ምስ ድልየት፣ ምስ ፍቕሪ፣
Title:
Introducing Google Input Tools
Description:

http://google.com/inputtools
The power to communicate with friends or family in your language is now at your fingertips with Google Input Tools. Available for select Google services, Chrome, Android devices and Windows. Stay tuned for more languages on more platforms coming soon.

more » « less
Duration:
01:35
Amara Bot edited Tibetan subtitles for Introducing Google Input Tools
Amara Bot added a translation

Tibetan subtitles

Revisions